Episode's summary
ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ * ብወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተበጊሱ ክሳብ ሕጂ ዘየቋረጸ ዘሎ ግጭት ኪንዮ ኤውሮጳ ናይ ምስፋሕ ሓደጋ ፈጢሩ፣ #sbsaudiopodcast
ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ * ብወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተበጊሱ ክሳብ ሕጂ ዘየቋረጸ ዘሎ ግጭት ኪንዮ ኤውሮጳ ናይ ምስፋሕ ሓደጋ ፈጢሩ፣ #sbsaudiopodcast
Episodes
ኤንቪዲያ ንጀንሰን ሁዋንግ ናብ ሓላፍነቱ ድሕሪ ምምላሱ ዋጋ ብርክታቱ ብናህሪ ወሲኹ - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026)
Listenedዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ * ብወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተበጊሱ ክሳብ ሕጂ ዘየቋረጸ ዘሎ ግጭት ኪንዮ ኤውሮጳ ናይ ምስፋሕ ሓደጋ ፈጢሩ፣ #sbsaudiopodcast
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)
Listenedዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ይውዳእ... * መንግስቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ባይቶ ዝጋበኣሉ ሰሙን ናይ’ዚ ዓመት ሕጊ ከውጽእ ጸቕጢ ወሲኹ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣርጀንቲናዊ ሞውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣብ ቀዳማይ ግጥሙ ከቢድ ስዕረት ብሊቨርፑል ኣጋጢምዎ! ጸብጻባት ልኡኽና፥ * ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ውድብ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካሪብያንን ፓስፊክን ተሳቲፉ፣ * ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ምኽፋል መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣይተጀመረን ተባሂሉ፣ * ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን፣ * እንግሊዝ ዜጋታታ ናብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ምጉዓዝ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲባ፣ * ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራን ትግራይን ዝርከቡ ነበርቲ ተጋሩ ብስግኣት ኲናት ካብ መረበቶም ዳግማይ ይመዛበሉ ምህላዎም ተገሊፁ፣ * ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንምስፋን ዝዓለሙ ክልተ ረቂቕ ሕግታት ኣቕሪባ፣ መደብ ቃለመሕትት፥ * ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ወተሃደራውን ቁጠባውን ኩነታት ንህዝቢ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውሪድዎ ይርከብ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ'ውን ከም’ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ። ነቲ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ደው ክብል ንማሕበረሰብ ዓለም ድምጾም ንምስማዕን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንምቅዋምን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እዚ ኩነታት ንተጋሩ ኣውስትራሊያውያን ብኸመይ ይጸልዎም ከምዘሎን እቲ ዘሎ ስክፍታን ሻቕሎትን ኣመልኪትና ምስ ኣብ…
ዋዕላ ክሊማ COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ተወዲኡ - ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)
Listenedዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026) * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ይውዳእ... * መንግስቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ባይቶ ዝጋበኣሉ ሰሙን ናይ’ዚ ዓመት ሕጊ ከውጽእ ጸቕጢ ወሲኹ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣርጀንቲናዊ ሞውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣብ ቀዳማይ ግጥሙ ከቢድ ስዕረት ብሊቨርፑል ኣጋጢምዎ! #sbsaudiopodcast
ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን - ጸብጻብ (23 ሕዳር 2026)
Listenedጸብጻባት ልኡኽና (23 ሕዳር 2026) ኣርእስተ ዜና * ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ውድብ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካሪብያንን ፓስፊክን ተሳቲፉ፣ * ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ምኽፋል መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣይተጀመረን ተባሂሉ፣ * ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን፣ * እንግሊዝ ዜጋታታ ናብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ምጉዓዝ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲባ፣ * ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራን ትግራይን ዝርከቡ ነበርቲ ተጋሩ ብስግኣት ኲናት ካብ መረበቶም ዳግማይ ይመዛበሉ ምህላዎም ተገሊፁ፣ * ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንምስፋን ዝዓለሙ ክልተ ረቂቕ ሕግታት ኣቕሪባ፣ #sbsaudiopodcast
ብሪጣንያ ደጊማ ናብ ኤውሮጳ ትጽንበረሉ ኩነታት (Bre-entry) ክህሉ ድዩ፧ ተኽእሎ ምምላስ ናብ ሕብረት ኤውሮጳ ንምንታይ'ዩ ከቢድ ክኸውን ዝኽእል፧
Listenedዓባይ ብሪጣንያ (UK) ናብ'ቲ ቁጠባውን ፖለቲካውን ምትእኽኻብ ገጻ ሞሳታት ምምላስ ክትገብር ጸኒሓ'ላ፡ ናብ'ቲ ቅድሚ 2016 ዝነበራ ቦታ ክትምለስ ግን ዝከኣል ከይከውን ይኽእል'ዩ። #sbsaudiopodcast